ቀሺ ማርቆስ ግርማይ: ኣብ ዓዶም ኳዜን ብ1859 ዓ.ም. ተወሊዶም፡ ሓደ ካብቶም ንትምህርቲ ክህነት ንሃገር ሽወደን፡ ቅድሚ 135 ዓመታት፡ ማለት ብ1882 ዓ. ም. ዝተላእኩ ኤርትራዊ መንእሰይ እዮም። ምስ ሽወደናዊት በዓልቲ ቤቶም መምህር ረጊና ኣብ ሃገራት ኤርትራን ሽወደንን ድሕሪ ምግልጋል፡ ብ1924 ዓ.ም ብሞት ካብዛ ዓለም ተፈልዮም። መቓብሮም ኣብ ዮትሉንዳ ትብሃል ከተማ ሽወደን ይርከብ።
ቀንዲ ትሕዝቶ እዛ መጽሓፍ፡ ዛንታ ህይወት ቀሺ ማርቆስ ግርማይ እኳ እንተ ኮነ፡ ናይቲ ዘመን ፖለቲካውን መንፈሳውን ባህላውን ኩነታት፡ ኣብ ኤርትራን ሽወደንን ስለ እተንጸባርቕ ኣገዳሲት ክትንበብን ክትውነን ዘለዋ መጽሓፍ እያ።
ደራሲ: ቀሺ ኣልኣዛር መንግስቱ
Author | |
Alazar Menghistu - አልአዛር መንግስቱ | |
Language | |
Tigrinya |
ዛንታ ህይወት ቀሺ ማርቆስ ግርማይ 1859-1924
- Brand: Ibex African Books & Sound
- Product Code: IBEX1701
- Availability: In Stock
-
SEK200.00